Vi har ett stort intresse för att läsa och skriva om våra senast förvärvade kunskaper. Håll dig uppdaterad med oss och bli upplyst.
ሓድሽ ሕጊ – ንሓተቲ ዑቕባ ነበር ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ የለን
ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ ሓተቲ ዑቕባ ነበርን ኣባላት ስድራቤቶምን ድሕሪ ደጊም ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ክረኽቡ ከምዘይክእሉ ኣፍሊጡ።እዚ ንብዙሓት መንእሰያት ኣባጽሕ፡ ተማሃሮ፡ ወለድን መሰነይታ ዘይብሎም…
