ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ ሓተቲ ዑቕባ ነበርን ኣባላት ስድራቤቶምን ድሕሪ ደጊም ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ክረኽቡ ከምዘይክእሉ ኣፍሊጡ።
እዚ ንብዙሓት መንእሰያት ኣባጽሕ፡ ተማሃሮ፡ ወለድን መሰነይታ ዘይብሎም መንእሰያትን ዘይርጉጽነት ይፈጥር — ግን በይንኻ ክትገጥሞ ኣየድልየካን’ዩ።
ኣብ ፋና ናይ ሕጊ ኣገልግሎትን ምትርጓምን ንሕግዘኩም፤
✨ እቶም ሓደስቲ ሕግታት ብኸመይ ከም ዝጸልዉኻ ተረዳእ
✨ ናብ ምንጻግ ዘብጽሕ ጌጋታት ምውጋድ
✨ ንቐፃሊ መንበሪ ድልዱል መመልከቲ ምድላው
✨ ብቋንቋኻ ደገፍ ምቕባል
✨ ኣብ ሽወደን መጻኢኻ ሓልው
👉 ሎሚ ምኽርኹም ምዝገባ ግበሩ — ብዛዕባ መጻኢኹም ስለ እንግደስ።
📍 ዳንማርክስጋታን 19, 164 91 ኪስታ
📞 +46 76 234 62 25 | +46 72 025 43 20
📧 fanajuridik.tolk@gmail.com
💬 ቀጺልና ክንገልጸሉ እትደልይዎ ኮመንት ግበሩ!
🔁 ነዚ ዘድልዮ ሰብ ንምሕጋዝ ሪፖስት ግበሩ!
➕ ንዝያዳ ሓበሬታ ተኸታተሉና!
(ምንጪ ፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ 18 ሰነ 2026)

