ጉዳይኩም ካብዚ ምረጹ

ጉዳይኩም ካብዚ ምረጹ - 1

ትግርኛ

ጉዳይኩም ካብዚ ምረጹ - 3
  • ስድራቤትኩም ናብ ሽወደን ከተምጽኡ እንተደሊኹም። ካብ መጀመርታ ክሳብ
    መወዳእታ ነሳልጠልኩም ፣ ማሕተም ናይ ጠበቓ
    ይሃርመልኩም
  • ዜግነት ሽወደን ክተመልክቱን ምስ ዜግነት ዝተሓሓዝ ሕቶታት ክትምልሱ
    እንተተሓቲትኩም።
  • ጥርናፈ ስድራቤት ክተመልክቱ እንተደሊኩምን ተወሳኺ ሕቶታት
    እንተተሓቲትኩም።
  • ቕድሚ ዑቕባ ምሕታትኩም ሞያዊ ምኽሪ እንተደሊኹም።
  • መንበሪ ፍቓድ ተተነጺግኩምን ይግባይ ክትብሉ ተደሊኹምን።
  • ምስ ስካተቨርከት ወይ ካልእ መንግስታዊ ትካላት ሃገረ ሽወደን ጉዳይ ምስ
    ዝህልወኩም።
  • ካብ ሚግሬሽንቨርከት ክትምልስዎ ሕቶታት ምስ ዝመጸኩም።

  • መንበሪ ፍቓድኩም ከተሐድሱን ካብ ግዝያዊ ናብ ቐዋሚ ክትቕይሩ ምስ ትደልዩን።
  • ብዛዕባ ናይ ገንዘብ ጉዳይ ምስ ትሕተቱ ናይ ኮሙን ይኹን ወይ ናይ ፎሸክሪን
    ካሳን።
  • ናይ ሽወደን ፓስፓርት ክሓቱ ምስ ትደልዩ ።
  • ዜግነት ዘመልከትኩም ግን ከኣ ዝደንጎየኩም ኣብ ሓጺር ግዜ ጉዳይኩም ንኽርኣ
    ንሕግዘኩም።
  • ምጥርናፍ ስድራቤት ዝሓተትኩም ግን ከኣ ዝደንጎየኩም ኣብ ሓጺር ግዜ
    ጉዳይኩም ንኽረኣ ንሕግዘኩም።
ጉዳይኩም ካብዚ ምረጹ - 5
  • ኣብ ቤት ፍርዲ ብዛዕባ ሲቪላዊ ጉዳይት ዝምልከት ኽርክር እንተድኣ ኣለኩም ከም
    ወኪልኩም ብ ትካልና ደረጃ ጉዳይኩም ንከታተለልኩም መልሲ ንጽሕፈልኩም
    ምስ ቤትፍዲ ቐጻሊ ምክትታልን ምዝርራብን ነካይደሉም።
  • ብዛዕባ ጉዳይ ሓዳር ዝምልከት ፣ ፍትሕ ይኹን ካልእ ጉዳያት ምስ ዝህልወኩም ፣
    ብሕጋዊ መንገዲ ትካልና ውክልና ብ ምቕባል ይሕግዘኩም።
  • ናይ ክሲ ጹሑፍ ከተጽሕፉ ምስ ትደልዩ ፣ ቤት ፍርዲ ብዝቕበሎ ሕጋዊ ኣገባብ
    ንጽሕፈልኩም።
  • ምስ መንግስታዊ ትካልት ክርክር ምስትኣትው ፣ ወይ መንግስታዊ ትካል ምስ
    ዝብድለኩም እሞ ክትከስዎ ምስ ትደልዩ። ይሕግዘኩም
  • ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ጹሑፍ ከተእትዉ ምስ ትደልዩ
  • ናይ ቓልኪዳን ይኹን ካልእ ዶኩመንት ካብ ትግርኛ ፣ ኣምሓርኛ ናብ ሽወደን
    ክትርጉምዎ እንድሕር ደኣ ተሓቲትኩም ፣ ብሕጋዊ ማሕተም ዝተሰነየ ፣
    ንትርጉመልኩም

15 ደቒቕ ብነጻ ሓበሬታሕጋዊ ምኽሪ ንምርካብ ቆጸራ ሓዝ ! ብዛዕባ ዜግነት ሽወደን ፣ መንበሪ ፍቓድ ፣ ምጥርናፍ ስድራቤት ፣ ብዕድመ ቤተሰብ ንምምጻእደክለራሹን ምምላስ ግብሪ ዝምልከት ወይ ትርጉምን ካልእን ፣ ኣብ ኩሉ መንግስታዊ ትካላት ሽወደን ወይ ሲቪላዊ ሕጊ ሽወደን ንዝምልከት ። ርኸቡና ንዘድለዩም ጉዳያት ክንሕግዘኩም ድልዋት ኢና

ጠበቓ ኣብርሃም ወልደሚካኤል
📲+46 76 234 62 25 +46 72 025 43 20
📧fanajuridik.tolk@gmail.com
ፋና ናይ ሕጊ ኣገልግሎትን ምትርጓምን ኣማኻሪ
📍ዳንማርክስጋታን 19 ሺስታ(kista galleria)

www.fanajuridiktolk.se